ኣፍኪ ተሃሚሙመዓል ሳሬት ኮይኑ
እዝኒ’ውን ጸሚሙብህላ ደኺሙ
ብድርሙሙ ርእሲተፈዲኺ ደግሲጋህሚ ሸፊኑኪዝራኣይ ሲኢንኪማዲኺ’ውን ገጽኪምልክት ሕሰምኪደቅኺ ከይተዕግቢከይትረኽቢ ዓስቢከይትጭንጉዕ ልቢሰውነት ከይዓቢዳንዴር በቑሉኪኣብ ሰራውር ደምኪዓረም ተቀይርኪትንፋስ እንከለኪ
ብድርሙሙ ርእሲተፈዲኺ ደግሲ
ጋህሚ ሸፊኑኪዝራኣይ ሲኢንኪማዲኺ’ውን ገጽኪምልክት ሕሰምኪ
ደቅኺ ከይተዕግቢከይትረኽቢ ዓስቢከይትጭንጉዕ ልቢሰውነት ከይዓቢ
ዳንዴር በቑሉኪኣብ ሰራውር ደምኪዓረም ተቀይርኪትንፋስ እንከለኪ