|
Written by Bereket Seltene
|
|
Thursday, 17 August 2006 |
ግዲ ክፈጥረልና ኣታ ክረድኣና ‘ዚ ኩሉ ሽግርና ሎምስ ከብቅዓልና
ግዲ ክፈጥረልና ኣታ ክረድኣና ‘ዚ ኩሉ ሽግርና ሎምስ ከብቅዓልና ብዘይ ከርተት ብዘይ ጥፍኣት ብዘይ ዓረር ምሕዳር መሮር ብዘይ ምፍ’ሳስ ኣሕዋት ምፍላስ ኮታ ብዘይኩናት ሓድሕድ ብዘይምንቋት ጩራ እትከፍት ንራህዋ ትእንፍት ንስኒት ትዕድም ሕድገት እተቀድም ንኩሉ ተሳትፍ ንኩሉ ትሓቁፍ ዕድመ ዘይድርታ ቦታ’ውን ዘይዓግታ ዘይትጠልብ ሓንቲ ጉልበት ይኹን ሃብቲ ንሳያ መጽሓፍና አኽሊል ሓርነትና በዲሃ ፍርሕና ሓራ እተውጽኣና ኣሰየ ኣሰና ነንብባ ኩልና:: |
|
Last Updated ( Monday, 21 August 2006 )
|