ቁስሊ እንከለካተጣቅዕ ዘለኻእንታይ ወሪዱካንሱ ዘይጸንሓልካ...
ብሓቂ ከንቱነትኣብ ስምዒት ሂወትኣንጻር ክውንነትኣብታ ሓጻር ህሞትክንዲ ትፍውሳመሊስካ ተብእሳክንዲ ትሓልየላመሊስካ ተቁስላወረ እንታዩ ጉድካክሳብ መዓስ ኢኻቆለ ከምዘለካዲም ተሰሚዕካዝስለብ ቀልብኻሕጂስ ይኣኽለካሕለ ንኣካልካኩሉ ክደምቀልካክመልእ ባህታኻፈውሶ ቐዲምካቑስሊ ጉንቦ ኢድካ።
ብሓቂ ከንቱነትኣብ ስምዒት ሂወትኣንጻር ክውንነትኣብታ ሓጻር ህሞት
ክንዲ ትፍውሳመሊስካ ተብእሳክንዲ ትሓልየላመሊስካ ተቁስላ
ወረ እንታዩ ጉድካክሳብ መዓስ ኢኻቆለ ከምዘለካዲም ተሰሚዕካዝስለብ ቀልብኻ
ሕጂስ ይኣኽለካሕለ ንኣካልካኩሉ ክደምቀልካክመልእ ባህታኻፈውሶ ቐዲምካቑስሊ ጉንቦ ኢድካ።