|
Written by Samuel Bizen
|
|
Saturday, 23 June 2007 |
|
ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ድቦላ ዝመጸ ምንቅስቓስ ዘይኮነ፡ ናቱ ዳይናሚክስን ኣማዓባብላን ሓልዩ ዝመጸ ኣገዳሲ ታሪኻውን ፖለቲካውን ክውንነት እዩ። ኣብ ዲምክራሲያዊ ካልኣይ ጉባኤ ኪዳን ዘጋጠመ ምግምማዕ ንምርዳእ፡ ኣብ ትሕቲ ጽላል ኪዳን ተሓቊፈን ዝርከባ ሰልፍታትን ውድባትን ታሪኻዊ ኣመጻጽኣ፡ መደብ-ዕዮን (ፕሮግራማት)፡ ዘለወን ፍልልያትን ምፍሕፋሓትን ንድሕሪት ምልስ ኢልካ ምድህሳስ ኣገዳስነቱ ዕዙዝ እዩ። ነዚ ንምግባር ዕሙቕ ዝበለ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ማንም ዝስሕቶ ጉዳይ ኣይኮነን። እቲ ታሪኽ ብዝተዋደደ መልክዕ፡ ግዜ ተዋሂብዎ ብመጽሓፍ መልክዕ’ዩ ክዳሎ ዘለዎ። እዚ ጽሑፍ ኣብ ኣገደስቲ ምዕባለታት ቱኽረት ብምሃብ፡ ካብ ምምስራት ምሕዝነት ክሳብ ካልኣይ ጉባኤ ኪዳን ዘሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ክንድህስስ እዩ። Download PDF
|
|
Last Updated ( Saturday, 07 July 2007 )
|