|
EMDHR Read and Write
|
Who is undermining Eritrea's future |
|
|
|
emdhr.org
|
|
Written by Executive Committee
|
|
መን’ዩ ንኤርትራ ኣብ ሓደጋ ዘውድቃ ዘሎ፡ ኣብዚ ቅንያት ጀነራል እከለ ምስ እከል ጽቡቅ የሎን፤ ኮሎኔል እከለ’ውን ካብ ሞት ወጺኡ፤ እከለ ድማ ክሃድም ይሓስብ ኣሎ፤ ዝብሉ ዜናታት ንከታተል ኣሎና። ወረ ገለ ሰባት’ሲ እዛ ዓዲ፡ ሶማል ክትከውን እያ ዝብል ስግኣት ኣሕዲሮም ኣለው። እምበርከ ሃገር ዓመጽን ተበላጽነትን ዝዓብለሎ፤ ናይ ግበረለይ ክገብረልካ፣ ሓውኻ ግፋዕ ጽሩራ ክበዝሓልካ፣ ብሓሶት’ውን መስክረለይ’ሞ ከርብሓካ ዝመለለይኡ ግዕዙይ ስርዓተ ምምሕዳር እንዳተሓመሰት ደኣ እንታይ ኮይኑ’ዩ ከምዚ ዓይነት ተርእዮታት ክኽሰት ዘይክእል፧ ብሕጂ’ውን ከምዚኦም ዓይነት ተርእዮታት ብዝለዓለ ደረጃ ከጋጥሙ ይኽእሉ እዮም። |
|
Last Updated ( Wednesday, 26 March 2008 )
|
|
Read more...
|
|
Editorial |
|
|
|
emdhr.org
|
|
Written by Executive Commmittee
|
|
ደምበ ተቓውሞ ነብሱ-ንክፍትሽ ግዜ ይጽወዖ ኣሎ!!
እዚ ዘሎናዮ መድረኽ፡ ሃገርን ህዝብን ንምድሓን ብስትራተጂካዊ መገዲ ክንሓስበሉ ዘሎና፡ ግዜ ኣንጻርና ይሰርሕ ከምዘሎ ክንርድኣሉ ዘሎና እዋንን እዩ። እወ፡ መንግስቲ ኣሜሪካ ብመንገዲ ዲፕሎማሲያዊ መርበባቱ ኣቢሉ ዝሃቦ ወግዓዊ መግለጺ፤ መንግስቲ ኤርትራ እንተድኣ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ወርሒ ንግብረ ሽበራ ዝገብሮ ዘሎ ሓገዛት እንተዘይኣቋሪጹዎ “ኤርትራ ኣብ መዝገብ ‘ተሓባባሪት ግብረሽበራ’” ከእትዋ ሙዃኑ እጠንቂቕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ብኻልእ ሸነኽ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ኣትይዎ ዘሎ ናይ ጸጥታ ዞባታት እንተዘይኣንሳሒቡ ንውዕል ኣልጀርስ ፍሩስ ክገብሮ ሙዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ መጠንቀቕታ ኣብ ዝህበሉ ዘሎ እዋን፡ በቲ ሓደ ወገን ድማ፡ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ዕለት 8 ጥቅምቲ መግለጺኡ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ተጠንቀቕ ክጸንሕን ኣድላዪ ስጉምቲ ክወስድን ኣሚሙ ኣብ ዘለወሉ እዋን ንርከብ ኣለና። ብሰሪ’ዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ኹነታትን፤ ዘይርጉእን ዘይጽጹይን ፖለቲካዊን ዲፕሎማስያዊን ቁጠባዊን ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ ኤርትራን ህዝባን ኣብ ሕማቕ ቁጠባዊን ስነ-ኣእምራዊ ጸገም ተሸሚምዎም ይርከቡ። |
|
Last Updated ( Thursday, 18 October 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
Editorial |
|
|
|
emdhr.org
|
|
Written by Executive Committee
|
|
ዕቱብ ንቕሓት ዝሓትት ወሳኒ መድረኽ ብዝተፈላለዩ ወገናት ተደጋጊሙ ይግለጽ ከም ዘሎ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ፖለቲካ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዘገርም ኣካይዳ ዝተቐየረሉ ወሳኒ ናይ ታሪኽ ምዕራፍ’ዩ። ብመንጽር ሃገራዊ ረብሓ ኤርትራ ክርእ እንከሎ ድማ ኣቓልቦ ዘድልዮ መሰረታዊ ሕቶታት ክቕልቀል ጀሚሩ ኣሎ። ቅድም ቀዳድም ምስትብሃል ዘድልዮ ነገር ኣብ ስርዓት ህግደፍ ክርአ ጀሚሩ ዘሎ ሰንከልከልን ንዕኡ ዘቀላጠፈ ረቛሒታትን’ዩ። እቲ ዝርአ ዘሎ ሰንከልከል ብኸመይ ክግምገም ይከኣል ዝብል ነጥቢ ዝቐለለ ስለ ዝኾነ ብኡ ምጅማር ከድሊ ኢዩ። |
|
Last Updated ( Thursday, 18 October 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
Editorial |
|
|
|
emdhr.org
|
|
Written by Executive Committee
|
|
ሓፈሻዊ፣ ዘላቕን ርትዓውን ፍታሕ ዘድልዮ ጸገም ኤርትራን ኢትዮጵያን ውዕል ሰላም ኣልጀርስ ካብ ዝፈራረማ 7 ዓመታት ሓሊፉ። እቲ ብመሰረት ውዕል ሰላም ኣልጀርስ ዝቖመ ኮምሽን ዶብ ውሳነኡ ካብ ዝህብ ድማ ልዕሊ 5 ዓመት ኮይኑ። ክሳብ ሕጂ ግን ኣብቲ ዞባ ነባሪ ሰላም ክሰፍን ኣይከኣለን። ብኣንጻሩ’ኳ ደኣ ነናሻብ ዝግንፍል ቆይቅን ምጉብዕባዕን ካብ መንግስታት ክልቲአን ሃገራት በብግዚኡ ክቐርብ ጸኒሑ ኣሎ። ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ድማ ኢትዮጵያ ብዕለት 25 መስከረም 2007 ብመገዲ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣቢላ ዝሃበቶ መጠንቀቕታ ኣሰካፊ መልክዕ ሒዙ ተቐልቂሉ ኣሎ። ኢትዮጵያ ኣብቲ መግለጺ ከም ዝሓበረቶ፡ ኤርትራ ኣብ ሞንጎ ዶብ ናይ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘሎ ዞባ ጸጥታ ወተሃደራት ስለ ዘስፈት ከምኡ ‘ውን ንውዕል ኣልጀርስ ጥሒሳ ካልእ ዕንቅፋታት ስለ ዝፈጠት፡ እቲ ውዕል ሰላም ንሓደጋ ተቓሊዑ ኣሎ ክትብል ኣጠንቂቓ ኣላ። ነቲ ውዕል ሰላም ክትጽጎ ተኽእሎታት ከም ዘሎን ካልእ ኣድላይ እትብሎ ስጉምታት ክትወስድ ከም እትኽእል ‘ውን ኣሚታ ኣላ። ነዚ ዘረባ’ዚ እንደገና፡ ፕረዚደንት ናይታ ሃገር፡ ብዕለት 08 ጥቅምቲ 2007 ኣብ መኽፈቲ ፓርላማ ኣብ ዘስምዖ መደረ ብተመሳሳሊ ቃና ደጊምዎ ኣሎ። ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብተደጋጋሚ ዝወጽእ ዘሎ መግለጽታት ኩነታት ቅርዕው ከም ዘየለ፡ ወጥሪ ‘ውን እንዳገደደ ይኸይድ ከም ዘሎ ዘርድእ ኢዩ። |
|
Last Updated ( Friday, 19 October 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
Editorial |
|
|
|
emdhr.org
|
|
Written by Executive Commitee
|
|
እትንስሕሉን: ንህዝቢ እትክሕስሉን ግዜ ኣኺሉ እዩ!! ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ: ሓንጎል ዝበዝሐ ኤርትራዊን መርበብ ሓበሬታ ኤርትራን ፍቕረማርያም ዝብሃል ነጋዳይ ተቐቲሉ፡ ኮሎኔል ስምኦን ገብረድንግል ተወጊኡ፡ ሳምሶም ዝብሃል ነጋዳይ ተቐቲሉ፡ ዓፋን ዝብሃል ጀነራል ኣብ ቐይዲ ኣትዩ፡ ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ከይተኣስረ ኣይተርፍን፡ ፕረሲደንት ኢሰያስ ንሂወቱ ስለዝሰግአ ሃገር ገዲፉ ወጺኡን ካልእን ብዝብል እዩ ተባሒቱ ቀንዩ። እዚ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ እንታይ ማለት እዩ? ጠንቒ እዚ ኹሉ ኸ እንታይ እዩ? ቐንዲ ተሓታቲ ኣብዚ ጉዳይ መን/ብዓል መን እዮም? ዝብል ሕቶ ክልዓል ግድን ይኸውን። |
|
Last Updated ( Tuesday, 06 November 2007 )
|
|
Read more...
|
|
|
Editorial |
|
|
|
emdhr.org
|
|
Written by Executive Committee
|
|
ሓድነት ህዝቢ ውሕስነት ሃገርን መጻኢ ወለዶን እዩ! ኣብዛ እንነብረላ ዓለም ንዘልዓለም ተተኺሉ ዝነብር ስርዓተ-መንግስቲ የለን። ባህርያቶም ብዘየገድስ፡ ኩሎም ስርዓታት ምስ ግዜ ይቕየሩ እዮም። እቶም ባህርያቶም ግዕዘይን ዘይፍትሓውን ኮይኑ፡ ደገፍ ህዝቢ ድማ ዝሓጽሮም ስርዓታት ንነዊሕ ክጸንሑ ኣይክእሉን እዮም፤ ኣዝዮም ተነቀፍቲ ኸኣ እዮም፤ ብእዋኑ ኸኣ የብቕዑ። ብቐንዱ ኣንጻር ተፈጥሮኣዊ ምዕባለ ወድ-ሰብ ስለዝኾኑ። |
|
Last Updated ( Wednesday, 26 March 2008 )
|
|
Read more...
|
|
|
Creating a Broke Society |
|
|
|
Featured Articles
|
|
Written by Abraham Amcie
|
|
Whenever I think of what is happening in Eritrea, I cannot help but think of similar cases in other areas and other times in the past. In many respect, the Khmer Rouge’s route seems to be loosely followed by PFDJ in our country. The Khmer Rouge was a communist organization which ruled Cambodia from 1975 to1979. The Khmer Rouge regime is responsible for the deaths of an estimated 1.7 million people (from an estimated 1972 population of 7.1 million Kampucheans), through execution, starvation and forced labour. It is often said to have been one of the most violent regimes of the 20th century. In terms of the number of people killed as a proportion of the population of the country it ruled and time in power, it was probably the most lethal regime of the 20th century.
|
|
Last Updated ( Tuesday, 10 October 2006 )
|
|
Read more...
|
|
|
Comrade Chairman’s Manual |
|
|
|
Featured Articles
|
|
Written by Berhan Hagos
|
|
In the past few weeks, this writer had written how PFDJ has backpedaled to the ideological wastelands of few decades ago. Upon discussion with some friends over this issue, a friend suggested that I read the following book, “Mao, the Unknown Story” By Jung Chang and Jon Halliday 2005 |
|
Last Updated ( Tuesday, 26 December 2006 )
|
|
Read more...
|
|
|
Roadmap for Eritrean Democracy (Part III) |
|
|
|
Featured Articles
|
|
Written by Berhan Hagos
|
|
The Purpose of “Debate” Many of us advocate for engaging in “debate” to understand or even resolve different views and opinions. But can “debate” be the ultimate tool to bridge differences? We need to understand the purpose and limits of “debate” to address our burning issues. |
|
Read more...
|
|
|
Farewell Party for UN Secretary General |
|
|
|
Featured Articles
|
|
Written by Berhan Hagos
|
|
“Every revolution begins with the power of an idea, and ends when the only idea left is clinging to power.” Grudge politics has become the hallmarks of the regime. The latest non-event of PFDJ moving its troops into the demilitarized zones reflects more on the collective mental state of the regime than its intended effect. The latest definition of ‘national development’ has both explained few inconsistencies while confusing some of our other observations. |
|
Last Updated ( Sunday, 22 October 2006 )
|
|
Read more...
|
|
| | << Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 Next > End >>
| | Results 29 - 42 of 104 |
|
|
Voice of Meselna Delina |
-
VoMD July 21, 2008 Broadcast
Voice of Meselna Delina July 21, 2008 
-
Voice of Meselna Delina January 21, 2008
Voice of Meselna Delina January 21, 2008 
-
Voice of Meselna Delina January 18, 2008
Voice of Meselna Delina January 18, 2008 
-
Voice of Meselna Delina January 17, 2008
Voice of Meselna Delina January 17, 2008 
-
Voice of Meselna Delina January 16, 2008
Voice of Meselna Delina January 16, 2008 
|
|